
Mahta Podcast
ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ
...more
Society & Culture
Episode 6: ብኸመይ መንገዲ ዕላማታትካ ትሃርም፣ ብኸመይ መንገዲ ነብስኻ ትቆጻጸር?(Goals and self-control)
ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ። እምበኣርከስ ሎሚ ...
more
Aug 2 2020 36m
Episode 5: COVID-19 vaccine test in Africa(ፈተነ ክታበት ናይ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኣፍሪቃ)?
ሰላም ከመይ ትኾኑ ክቡራት ተኻታተልቲ ናይዚ ፖድካስት፣ እምበኣርከስ ኣብዚ ክፋል እ...
more
Apr 6 2020 34m
Intro to Mahta podcast (መእተዊ ወይ ውን መላለይ ናብዚ መደብ)
ኣብዚ ሓጻር መእተዊ ክፋል እዚ መደብ እንታይ እዩ፣ ዕላማ ናይዚ መደብ እንታይ ይመ...
more
Mar 22 2020 2m
Episode 4: Interracial/Intercultural relationship in Habesha community(ካብ ሃገርካ/ባህልኻ ወጺኻ ዝግበር መውስቦን ተቀባልነቱን)
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ፣ ኣብ ዘዘለኽሞ ሰላምን ቅሳነት...
more
Mar 22 2020 25m
Episode 3: ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ(Eritrean education system)??
ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ናይዚ ፖድካስት፣ ብዛዕባ ስርዓተ ትምህርቲ ናይ ሃገርና ኤርትራ...
more
Mar 5 2020 22m
Episode 1: ሓቢርካ ምስራሕ(team work) ከመይ ይመስል ኣብ ሕብረተ ሰብና?
ኣብዚ ክፋል እዚ ብዛዕባ ሓቢርካ ምስራሕ ኣብ ሕብረተ ሰብና ከመይ ይመስል፣ ናይ ሓ...
more
Mar 4 2020 20m
Episode 2: ደቂ ኣንስትዮ ብዓይኒ ሕብረተ ሰብና (Women empowerment) ??
ኣብዚ ክፋል እዚ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ብሕብረተ ሰብና ዘለወን ኣረኣእያ፣ ዘጋጥመን...
more
Mar 4 2020 40m